Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ምዕዋት ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሎም ኣካላት ናይ ባዕሎም ኣብ ምውፃእ ኣሰሮም ንኸዕርፉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕዋት ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሎም ኣካላት ናይ ባዕሎም ኣብ ምውፃእ ኣሰሮም ንኸዕርፉ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

“ኣሰርና ንወለዶና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ከተማን የካን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ብዕሊ ተጀሚሩ፡፡

ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ14 ኣዲስ ሰፈር ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ፥ ምክትል ከንቲባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ሓዊሱ ዋና ፈጻሚት ስራሕ እቲ ክፍለከተማ ወይዘሮ ሽታዬ መሓመድን ካልኦት ኣመራርሓታትን ነበርቲን ከምዝተሳተፉ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክፍለ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ፥ ኣብ ምዕዋት ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሎም ኣካላት ናይ ባዕሎም ኣብ ምውፃእ ኣሰሮም ንኸዕርፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.