Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያነ ብሪክስን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ዘጠናኽር ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያነ ብሪክስን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ደመቀ ኣጥናፉ ምስ መስራቲ ቤት ምኽሪ ንግዲን ኢንዱስትሪን ብሪክስ ማዱካር (ዶ/ር)ን ምክትል መስራቲ ሱሺ ሲንግን ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣባል ሃገራት ብሪክስን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት ገይሮም፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ድማ ኣብ ኢትዮጵያን ብሪክስ ምትእስሳር ንግዲን ኢንቨስትመንት ምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታ ጠሚቶም ከምዝተዛተዩ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.