Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ሰራሕተኛ ጂቡቲ ኦማር ኣብዲ ሰይድ ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምዝዘተዩ ኣምባሳደር ብርሃኑ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ፅሒፎም፡፡

ብፍላይ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ርክብ ሓበራዊ ተረባሕነት መሰረት ብምግባር ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ከምዝዘተዩ ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.