Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ለውጢ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ለውጢ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ሀዝብን መሓውር ፀፅታን ብምውዳድ ብመሰረት ዝሰርሕዎ ስራሕ ኢዩ እቲ ለውጢ ከመዝተረኸበ ቢሮ ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን እታ ከተማ ገሊፁ።

እቲ ቢሮን ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ክሳብ ቀጣና መስ ዘለዎ መሓውሮም ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕን እዋናዊ ኩነታት ፀፅታን ብዝምልከት ዘተ ኣካይዶም።

ሓላፊት ቢሮ ፀፅታን ሰላምን እታ ከተማ ወይዘሮ ሊዲያ ግርማ፥ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ገበን ኣብ ምክልኻል ልዑል ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ገሊፀን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.