Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሴኔጋል ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን 11 ሰባት ከምዝቖሰሉ ተሰሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴኔጋል 78 ሰባት ኣሳፊራ ዝነበረት ኣብ መበገሲኣ ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን 11 ሰባት ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ።

ቦይንግ 737-300 ቢ ኤ ኤን ዝተባህለት ኣውሮፕላን÷ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ዳካር ብሌዝ ዲኘ ናብ ማሊ ንምበራር እናተሃንደደት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንሽርታት ኢዩ ጉድኣት ኣጋጢሙዋ፡፡

ኣብታ ኣውሮፐላ 78 ሰባት ተሳፊሮም ዝነበሩ እንትኾኑ÷ ኣብ ልዕሊ 11 ሰባት ጉድኣት ከምዘጋጠመን መልዐሊ እቲ ሓደጋ እናተፃረየ ከምዝኾነን ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.