Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ስትራቴጂ ሰነድ ምክልኻል ብሄራዊ ጎንፂን ህንፀት ሰላምን ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስትራቴጂ ሰነድ ምክልኻል ብሄራዊ ጎንፂን ህንፀት ሰላምን ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራል፣ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ካልኦት ኣመራርሓ ፌዴራልምን ክልልን ተረኺቦም።

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ አገኘሁ ተሻገር፥ ሃገራዊ ለውጢ ንምቕፃልን ሰላም ዜጋታት ንምርግጋፅን ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ዝፍጠሩ ዘይምርድዳኣት ኣቐዲምካ መክልኻል ይግባእ ኢሎም።

እዚ ድማ ኣብቲ ሰነድ ምክታቱ ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ተዛሪቦም።

ኢትዮጵያ ኣብዚ ሐዚ እዋን ብመንፅር ዘላቶ እንትረአ ቀዳምነት ዝወሃቦ ከምዝኾነ ድማ ገሊፆም።

ብፈቲያ ኣብደላ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.