Fana: At a Speed of Life!

ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም 26 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 26 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት መንግስቲ ፌዴራል በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ፀዲቑ።

እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡

ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ንበጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ዝቐረበ ተወሳኺ በጀት ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ፡፡

እቲ ባይቶ ካብዚ ብተወሳኺ፥ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ካፒታል ዕዳጋ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑዎ፡፡

ብሃይለኢየሱስ ስዩም

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.