Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ሃዲያ ሆሳዕና ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሽቶ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ሃዲያ ሆሳዕና ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሽቶ ስዒራ።

ረፋድ ሰዓት 4 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 4 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ንጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ብምስዓር  ነጥቢ ረኺባ፡፡

ንጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ሄኖክ ኣየለን ኣብዱራህማን ሙባረክን ከክልተ ሽቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡

ድሬዳዋ ሎሚ ምስዓራ ስዒቡ ብ27 ነጥቢ ካብ ስግኣት ምውራድ ክትወፅእ ዝኸኣለት እንትትከውን፥ ሃዲያ ሆሳእና ናብ 6ይ ደረጃ ትመፅአሉ ዕድል ኣምኪና፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.