Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ተወዳዳሪነት ፍሪያት ዝዝቲ መድረኽ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈሪዩ ፍሪያታት መጠንን ፅርየትን ብምውሳኽ ኣብ ተወዳዳሪነት ፍሪያት ዝዝቲ መድረኽ ይካየድ ኣሎ።

ብሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ዝተሰናድአ  ካብ 1 ክሳብ 5 ገንቦት 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ዝሳለጥ መድረኽ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይቕፅል ኣሎ።

96 ፍሪያታት ብምፍላይ ንምፍራይ ከም ሃገር ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ኣብቲ መድረኽ ተገሊፁ።

ፍሪያት ክብ ብምባልን ተወዳዳሪነት ብምውሳኽን ንሰደድ ወፃኢ ፍሪያት ብስፍሓት ምቕራብ ከምዘድሊ ተገሊፁ።

ብፈትያ ዓብደላ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.