Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ፈተና 8ይ ክፍሊ ካብ 24 ክሳብ 26 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ተግራይ ዝወሃብ ፕሮግራም ብሄራዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 2016 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ።

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ፅሬት ትምህርቲ ዳይሬክቶሬት ምዘና ትምህርትን ብሄራዊ ፈተናታትን ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፕሮግራም፥ ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2016 ዓ.ም ካብ 24 ክሳብ 26 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ከምዝወሃብ ምግላፁ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.