Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ምርምር ዝሕደስ ሓይሊ ንምጥያሽስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስታት ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ምርምር ዝሕደስ ሓይሊ ንምጥያሽን ኣማራፂ ልምዓት ዝሕደስ ሓይሊ ንምስፍሕፋሕን ስምምዕነት ተፈሪሙ።

እቲ ስምምዕነት÷ ብሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፣ ዩኒቨርሲቲ ሕርሻ ቻይናን ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶን ኢዩ ተፈሪሙ፡፡

እቲ ፕሮጀክት ብፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣቢሉ ዝትግበር ከምዝኾነ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.