Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕድሳት ዝተገበረሎም 69 መንበሪ ገዛ ዘኽታማት ርኽክብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ  ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ወረዳ 8 ኣብ ክረምታዊ ወለንታ ሕድሳት ዝተገበረሎም 69 መንበሪ ገዛ ዘኽታማት ርኽክብ ተገይሩ

ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ እቶም ሕድሳት ዝተገበረሎም ኣባይቲ ኣረኪበን።

ወይዘሮ ወይዘሮ ኣዳነች ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ኣብዚ ዓመት 2 ሺሕ ዝኾኑ ኣባይቲ ዘኽታማት ንምሕዳስ ትልሚ ተታሒዙ ዝነበረ ይኹን እምበር ዝተፈላለዩ ትካላት፣ ሰብ ሃፍቲን ወለንታውያንን ብምትሕብባር ልዕሊ 2 ሺሕን 455 ኣባይቲ ከም ብሓዱሽ ብምፍራስ ተሃኒፆም ንነበርቲ ተረኪቡ ኢዩ።

ንህዝቢ ብሓድነት ምትሕግጋዝን ምትሕብባርን መሰረታዊ መግለፂ ኢትዮጵያውያን ከምዝኾነ እተን ከንቲባ ምግላፀን ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.