Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል መናበዪ ኣረጋዊያን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል መዕረፊ፣ ክንክንን መናበዪን ኣረጋዊያን ተመሪቑ።

እቲ ማእኸል፥ 730 ኣረጋዊያን ንምንባይ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣገልግሎት ሕክምና ዝወሃበሎም ክሊኒካት፣ ፋርማሲ፣ መብሰሊ ምግቢ፣ መመገቢ ኣዳራሽ፣ መደቀሲ ክፍሊታት፣ መናፅሂ፣ እቶም ኣረጋዊያንን ክዳውንቲን ዝሕፀብሉ፣ መስርሒ ኢደ ጥበብን መሀደሲ ቦታታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.