Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ተኸንቢቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ብምኽንባት ንዓማዊሉ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ።

ኣብ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ብምኽኒያት ልምዓት ንዝለዓሉ 2 ሺሕን 700 ዓማዊል ኣብ ዝተውሃቦም ከባቢ ሓዱሽ ሓይሊ ናይ ምርካብ ስራሕ ከምዝተዛዘመ እውን ተገሊፀ።

እቲ ምዝውዋር ብሓፈሻ 68 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ከምዝኾነ ኣብቲ ኣገልግሎት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.