Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ስደት ንዝተመለሱ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀከት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ስደት ንዝተመለሱ ኣስታት 70 ዝኾኑ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀከት ዕላዊ ኮይኑ

እቲ ፕሮጀክት ብዩኤን ሃቢታት፣ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን ውድብ ጥዕና ዓለምን ዝድገፍ ኢዩ ተባሂሉ።

ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣር ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዝድግፍ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ተዛሪቦም።

ብኤፍሬም ምትኩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.