Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቀራኒዮ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቀራኒዮ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ ‘’ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን’’ ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ሳዳት ነሻን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።
ብሳሙኤል ወርቃየሁ
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.