Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈፀሙ ተግባራት ፍትሓዊ ተረባሕነት ነበርቲ ምርግጋፅ ጀሚሩ ኣሎ- ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንህዝቢ ዝኣተናዮም ቃላት ተግባራዊ ምዃን ብምጅማሮም ፍትሓዊ ተረባሕነት ነበርቲ ምርግጋፅን ማሕበራዊ ፍትሒ ምንጋስን ጀሚሩ ኣሎ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ተዛሪበን።

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት የሳልጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ መኽፈቲ መደረ ዝገበራ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንህዝቢ ዝኣተናዮም ቃላት ተግባራዊ ምዃን ብምጅማሮም ፍትሓዊ ተረባሕነት ነበርቲ ምርግጋፅን ማሕበራዊ ፍትሒ ምንጋስን ጀሚሩ ኣሎ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.