Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣፍሪካ ልዕሊ 8 ሚሊየን ፍልሰተኛታት ፅግዕተኝነትን ዓለም ለኸ ሓለዋን ይደሊዩ-ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ልዕሊ 8 ሚሊየን ፍልሰተኛታት ፅግዕተኝነትን ዓለም ለኸ ሓለዋን ይደሊዩ ክብል ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ።

ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዓለም ለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ዋና ቤት ዕይኡ ሎሚ መዓልቲ ኣኽቢሩ።

እቲ ዕለት፥ ክፍሊ ጥዕና፣ ሰብኣዊ ጉዳያትን ማሕበራዊ ልምዓትን እቲ ኮሚሽን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽን ፍልሰተኛታት ወድብ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕብባር ኢዩ ኣዳሊዩዎ።

ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ፀገም ፍልሰተኛታት ሕልኽልኽ ብዝበሉ ምኽኒያታት ኣብ ኣፍሪካ ዘየቋርፅ ፈተና ብምዃን ቀፂሉ ኣሎ ኢሉ።

ስለዝኾነ ኣብ ኣፍሪካ ልዕሊ 8 ሚሊየን ፍልሰተኛታት ፅግዕተኝነትን ዓለም ለኸ ሓለዋን ይደሊዩ ኢሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.