Fana: At a Speed of Life!

ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ብኲናትን ድርቂን ጉድኣት ዘዝበፅሖም ወገናት ምሕሳብ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ህዝበ ሙስሊም ኣብ እዋን ዓቢዪ ፆም ረመዳን ብኲናትን ድርቂን ጉድኣት ዘዝበፅሖም ወገናት ንኸሓስቦም ሓቲቶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ፆም ንባዕልኻ ኣፅሪኻ ትምልከተሉ እዋን ከምዝኾነ ኣፍሊጦም።

“እዋን ፆም ረመዳን ንባዕልናን ሃገርናን ብዝግባእ ንሪአሉን ዝጎደለና ንሪአሉን ከምዝኸውን ተስፋ ይገብር” ኢሎም።

መበል 1443 ፆም ረመዳን ፅባሕ ክጅመር ኢዩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.