Fana: At a Speed of Life!

ኣብ እዚ ደቡብ መበል 30 ክፍለ ጦር ነበልባል መርሃ ግብሪ ምሃብ ሜዳሊያና መዓርግን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዚ ደቡብ መበል 30 ክፍለ ጦር ነበልባል ብኣፈፃፅማ ስረሖም ዝለዓለ ውፅኢት ዘመዝገቡ ኣባላት ሰራዊት መርሃ ግብሪ ምሃብ ሜዳሊያና መዓርግን ተሳሊጡ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ዋና ኣዛዚ እዚ ደቡብ ሌተናል ጄነራል ሰለሞን ኢተፋ፣ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጄነራል መሃመድ ተሰማ፣ ካልኦት ጄነራል መኮንናትን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም፡፡

መበል 30 ክፍለ ጦር ነበልባል፥ ሓይሊ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ህልውና ልዑል ጅግንነት ካብ ዝኸፈሉ ክፍሊታት ሓደ ከምዝኾ ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.