Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂተባዕቲዮ መሰናክል ለሜቻ ግርማ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂተባዕቲዮ  መሰናክል ውድድር 3000 ሜትሮ ለሜቻ ግርማ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ።

ለሜቻ ግርማ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቒቓ 10 ሰኮንድን 38 ማይክሮ ሰኮንድን ኢዩ ዛዚሙዎ።

ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ጌትነት ዋለ  ድማ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቒቓ 14 ሰኮንድን 97 ማይክሮ ሰኮንድን ብምዝዛም ራብዓይ ደረጃ ሒዙ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.