Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሙከ ጡሪ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ ሙከ ጡሪ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ሰልፊ፥ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝመፅኡ ማሕበራዊፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ውፅኢታት ነምድጋፍ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ሰላም ንኹሉ ኩሉ ንሰላም! ብምዝታይን ምድምማፅን ሰላምና ነቐፅል! ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና ለውጢ ክነቐፅል ኢና! ዓወትና ክንሕልው ኢናን ካልኦትን ዝብሉ ጭርሖታት ኣብቲ ሰልፊ ብስፍሓት ተደሚፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.