Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ባህር ዳርን ጎንደርን ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ከተማ ባህርዳር ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ።

ብተመሳሳሊ ኣብ ከተማ ጎንደር እወን እቲ ስነስርዓት ምሃብ ድምፂ ይካየድ ኣሎ።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብተን ከተማታት ኣብ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ጣቢያት ምርጫ  ብምርካብ እቲ ስነስርዓት ይካየድ ከምዘሎ ኣረጋጊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.