Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣውቶብስን ቀላል ባቡር ከተማን ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣውቶብስን ቀላል ባቡር ከተማን ይወሃብ ኣሎ።

ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ሞገስ ባልቻን ሓላፊ ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ምትኩ ኣስማረን መበገሲኦም ቤት ምስንዳእ ዝገበሩ 2 መስመራት ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣጀሚሮም።

ኣብቲ እዋን መግለፂ ሰናይ ትምኒት ካርድን ን20 ዕድለታት ናይ 6 ወርሒ ናፃ ትኬት ትራንስፖርት ኣውቶቢስ ከተማን ምብርካቶም ካብቲ ቢሮ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.