Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 263 ሺሕ ንዝኾኑ ነበርቲ መርሃ ግብሪ እንግዶት መኣዲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 263 ሺሕ ንዝኾኑ ነበርቲ መርሃ ግብሪ እንግዶት መኣዲ ኣካይዱ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ዓቕሚ ዘይብሎም፣ ጉድኣት ኣካል፣ ሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ትሑት እቶት ዘለዎም ዜጋታትን ተረኺቦም።

ካብ ዝተፈላለዩ ኣካላት ብዝተረኸበ ልዕሊ 750 ሚሊየን ብር ኣቢሉ እቲ መርሃ ግብሪ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ።

ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እንግዶት መኣዲ ንሃገርና እተገልግሉ ንዝነበርኩን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ዓቕሚ ዘይብልኹምን ኣብ ጎንኹም ከምዝኾንና ንክትሓስቡ ኢዩ ተገይሩ ኢለን።

ብታሪኩ ወ/ሰንበት

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.