Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ባጃጅ ተሽከርከርቲ ተነቢሪ ዝነበረ እገዳ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ከምዝለዓል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ባጃጅ ተሽከርከርቲ ተነቢሪ ዝነበረ እገዳ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ከምዝለዓል ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ገሊፁ።

ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ባጃጅ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡

ኣብ መግለፂኡ ድማ ኣብ ልዕሊ ባጃጅ ተሸከርከርቲ ተነቢሩ ዝነበረ እገዳ ካብ ፅባሕ 9 መጋቢት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዝለዓል ኣፍሊጡ።

እቲ ቢሮ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባጃጅ ዝምረሐሉ መምርሑ ከምዝተሰናድአ እውን ዕላዊ ገይሩ።

ብመላኩ ገድፍ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.