Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ካልኣይ ዙር ረቂቕ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ረቂቕ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ሓዊሱ ተወከልቲ መዳርግቲን ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ደጋፊ ልምዓትን ተረኺቦም።

እቶም ሚኒስትር ዴኤታ፥ እቲ ረቂቕ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

እቶ ተወከልቲ ብግደኦም፥ ኣብ ዘላቕነት፣ አግሪ ምትካልን ምዕባለን ጠመተ ዝገበሩ እወንታዊ ርእይቶታት ምሃቦም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.