Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ካናዳ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 140 ሺሕ ዶላር ካናዳ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ግዝኣት ኣልበርታ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 140 ሺሕ ዶላር ካናዳ ተኣኪቡ።

ኣብታ ግዝኣት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብምትሕብባር ኮንፈረንስ ቨርቺዋልን ፕሮግራም ምትእኽኻብ እቶትን ብምግባር 142 ሺሕን 900 ዶላር ከምዝተኣከቡ ተገሊፁ።

ኣብታ ሃገር ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ናሲሴ ጫሊ፥ እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ዝገብርዎ ዘለዉ ምንቅስቓስ ንኢደን።

ክሳብ ሐዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ብዝተገበረ ናይ እቶት ምትእኽኻብ ለዕሊ 300 ሺሕ ዶላር ካናዳ ከምዝተኣከ እውን ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.