Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሃረሪ ፀጥታ ከባቢ ዝሕልው ኣባላት ተጠባበቕቲ ሓይሊ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ፀጥታ ከባቢ ዝሕልው ኣባላት ተጠባበቕቲ ሓይሊ ተመሪቖም፡፡

እቶም ኣባላት÷ “ኣነ ዘብዕን ፖሊስን ከባቢየይ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ን15 መዓልትታት ዝተውሃቦም መሰረታዊ ስልጠናታት ብምዝዛም እዮም ተመሪቆም፡፡

ኣብ ፃንሒቶም ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል፣ ምፍታሕን ምግጣምን መሳርሒ ከምኡ እውን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ስልጠና ወሲዶም ኢዮም፡፡

ተመረቅቲ እቲ ስልጠና ፀጥታን ሰላምን ከባቢኦም ምሕላው ካብ ዝጅምሩ ኣብቲ ከባቢ ስግኣት ፀጥታ ከምዝነከየ ተዛሪቦም፡፡

ኣብ ቀፃሊ እውን ዝጀምዎ ስራሕቲ ኣጠናኺሮም ከምዝቅፅሉ ኣረጋጊፆም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.