Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሱማሌ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሱማሌ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ክልል 72 ክልላት መረፃን 3 ሺሕን 978 ጣቢያታት መረፃን ይርከባ።

ኣብ ክልል ሱማሌ 23 መቐመጢ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝኸውን ድምፂ ዝወሃብ እንትኸውን፥ 5 ነጥቢ 2 ሚሊየን መረፅቲ ከምዝተመዝገቡ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዝተፈላለዩ ቀበሌታት ከተማ ጂግጂጋ ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ነባሪ ብዕቱብ ወፂኡ ድምፂ እናሃበ ከምዝርከብ ተገሊፁ።

ሕብረተሰብ ብሰላማዊን ብዝተረጋገአ ኩነታትን ድምፁ እናሃበ ይርከብ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.