Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መሰኖን ልምዓት ከባቢታት ቆላን ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ።

ሚኒስትር ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድን ሚኒስትር ዲኤታ ዶክተር ብርሃኑ ሌንጪሶን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብምኻድ ን400 ሰባት መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይደን።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሙስጠፌ መሓመድ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ተረኺቦም።

ብተወሳኺ ሚኒስቴር መሰኖን ልምዓት ከባቢታት ቆላን ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.