Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሶማሌ ዝካየድ ምድላው መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝመልከት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝካየድ መበል ሻድሻይ ሃገራዊን ከልላዊን ምርጫ መስ ዝወዳደሩ ሕፁያት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ጅግጅጋ ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ሓላፊ ፓርቲ በልፅግና እቲ ክልል ኢንጂነር መሀመድ ሻሌ ከምኡወን ሕፁያት ፓርቲ በልፅግና ተረኺቦም።

ኣብቲ ዝካየድ ምርጫ ብብርኪ ፓርቲ ዘሎ ምድላው በዝምልከት እውን ዘተ ከምዝተገበረ ካብቲ ክልል ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.