Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ተምሃሮ ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣለኹ – ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን

አዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ተምሃሮ ብዝምልከት ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት እናዘተየ ምዃኑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ትማሊ ምሸት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላትን ኣመራርሓ ትካላትን እናተዛተየ ከምዝኾነ ገሊፁ።

ስለዝኾነ ድማ ስድራ ተምሃሮ ዝውሰን ውሳነ ብትዕግስቲ ንኽፅበዩ እቲ ሚኒስቴር ሓቲቱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.