Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኣምሓራ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ።

ብብርኪ ክልል ሎሚ መዓልቲ 260 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ።

26 ሺሕ ሄክታር መሬት ብፈልሲ ከምዝሽፈን ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲጥራሕ 5 ሚሊየን ኣብ ተኸላ ፈልሲ ክሳተፍ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ ክልል ብሓፈሻ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.