Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ተረኺቦም።

ኣብቲ መድረኽ ትልሚ ገፀር ካለስተር፣ መስኖን ሰበኽ ሳግምን፣ ግብርና ከምኡውን ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት  ብምድሃብ ይዝተ ከምዘሎ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.