Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ደገፍ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ጁንታ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ስዒቡን ብሓደጋ ውሑጅን ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ደገፍ ይግበር ኣሎ።

ምክትል ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ምግቢ ውሕስናን ምክልኻልን ሓደጋ እቲ ክልል ወይዘሮ ኩልሱማ ቡርሃባ ንፋና ሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልኡ፥ ናይ ሜቲዮሮሎጂ ትንበያ መሰረት ብምግባር ዜጋታት ባዕልቶም ካብ ሓደጋ ነክሕልዉ የስራሕ ኣሎ።

ግብረ ሓይሊ ብምጥያሽ ነቶም ኣብ 11 ወረዳታት ብምኽኒያት ሓደጋ ውሑሽ ኣብ ፀገም ዘለዉ ዜጋታት ንምድሓንን ግንዛበ ንምፍጣርን ስራሕቲ ይስርሑ ከምዘለዉ ድማ ተዛሪበን።

 

ሓይሊ ጁንታ ዘበፅሖ መጥቃዕቲ ስዒቡ ካብ ገዘአን ንዝተፈናቓላ ከምኡውን ወንዚ ኣዋሽ ዘስዓቦ ውሑጅ ስዒቡ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዕለታዊ ድጋፍ ይግበር ከመዘሎ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣበረሁ።

በአወል አበራ እና ጥበበ ስላሴ ጀምበሩ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.