Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ጋምቤላ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኩሉ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃእ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ።

ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ፀፅታ እቲ ክልል ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኡሞድ ኡጁሉ ሓዊሱ ኣካላት ፀፅታ ፌዴራልን ክልልን ተሳቲፎም፡፡

ኣብቲ ክልል ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዘኽእል ኣንፈት ክቕመጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ኮሙኒኬሽን እቲ ከልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.