Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክረምቲ እዚ ዓመት 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ተሓሲቡ ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዋን ክረምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ተሓሲቡ ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕዋት ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተወገነ ከምዝኆነ ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ሓለዋ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ኣጠቓቕማን ኣይተ ፋኖሴ መኮንን ገሊፆም፡፡

ካብ ሞንጎ እቶም 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት 60 ሚኢታዊ ዝኸውን ኩለመዳይ ረብሓ ዘለዎም ፍረምረታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡

ብታምራት ቢሻው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.