Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኲናት ኢኮኖሚ ንምምሕያሽን ናህጀሪ ዋጋ ንክረጋጋዕን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ኢኮኖሚ ንምምሕያሽን ናህጀሪ ዋጋ ንክረጋጋዕን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ።

”ዕዳጋ ሕብረት ስራሕ ንሰላምን ዝተረጋገዐ ዕዳጋን” ብዝብል መሪሕ ቃል መበል ታሽዓይ ኤግዚብሽንን ባዛርን ይካየድ ኣሎ።

እቲ መርሃ ግብሪ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 7 ለካቲት ዝፀንሕ እንትከውነ፥ ኣካል እቲ መርሃ ግብሪ ዝኾነ ሲምፖዚየም ኣብ ሸራተን ኣዲስ ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ተወካሊ ኮሚሽነር ሕብረት ስራሕ ኢትዮጵያ ብርሃኑ ዱፌራ፥ ስርዓት ዕዳጋ ብምዝማንን ንቕሓተ ሕሊና ፋይናንስ ሕብረተሰብ ክብ ብምባልን ማሕበራት ሓላፍነተን ክዋፅኣ የግባእ ኢሎም።

ኣብ ኲናት ኢኮኖሚ ንምምሕያሽን ናህጀሪ ዋጋ ንክረጋጋዕን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ እውን ተዛሪቦም።

ብኣፈወርቅ እያዩን ቅድስት ተስፋዬን

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴ

ሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.