Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወላይታ ሰዶ ብሰብ ውልቀ ሃፍቲ ዝተረኸበ ውፅኢት ፍራምረ ሕርሻ ዝነኣድ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወላይታ ሰዶ ብሰብ ውልቀ ሃፍቲ ዝተረኸበ ውፅኢት ፍራምረ ሕርሻ ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ወላይታ ሰዶ ብሰብ ውልቀ ሃፍቲ ዝለምዐ 1 ሺሕን 250 ሄክታር መሬት ፍራምረ ምህላዉ ሓቢሮም።

እዚ ድማ “ሸቶ ፍሪያትነት ዓውዲ ኢንቨስትመንት ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ንምዕዋት ወሳኒ ኢዩ” ኢሎም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.