Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወረዳ እብናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ሓገዝ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ዶቡብ ጎንደር ወረዳ እብናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ሓገዝ እናተገበረ ከምዝኾነ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ሓገዝ ናይ ገዛ መገልገሊ ናውቲን መፅለሊን ከምዝኾነ ካብቲ ኮሚቴ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.