Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 33 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር እቶት ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 33 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።

ሚኒስቴር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ እቲ እቶት ዝተረኸበ ካብ ታክሲ ውሽጢ ዓዲ፣ ቀረፅን ታክሲን ንግዲ ወፃኢ ኢዩ።

እቲ ውፅኢት ዝተመዝገበሉ ምኽኒያት ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩክን ብምትሕብባር ብምስርሖም ኢዩ ኢሎም።

እቶቶም ብእዋኑ ብምፍላጥ ግብሪ ንዝኸፈሉ ከፈልቲ ግብሪ ፌዴራል ከምኡውነ ንመዳርግቲ ኣካላትን ሀዝብን አመስጊኖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.