Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወፍሪ ህልውና ጉድኣት ንዝበፅም ኣባላት ሰራዊት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክን ዝተፈላለዩ ቤት ዕዮ ሚኒስትራትን ኣብ ወፍሪ ህልውና ጉድኣት ንዝበፅም ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዘውፅ ሓገዝ ናውቲ ገይሮም።

እቲ ሓገዝ ዝገበሩ ትካላት፥ ኮሚሽን ጉምሩኽ፣ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን፣ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ከምኡ እውን ሚኒስቴር ጥዕና ኢዮም።

ሓለፍቲ ስራሕ እተን ትካላት ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻልን ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ዝርከብ ሓሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታልን ብምርካብ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት በፂሖም።

ኮሚሽነር ጉምሩኽ ኣይተ ደበሌ ቃበታ፥ መስዋእትነት ብምኽፋል ህልውና ኢትዮጵያ እናሓለዉ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ሞራልን ናውቲን ብምግባር ኣብ ጎኖም ጠጠው ምባል ከምዝግባእ ገሊፆም፡፡

ብመሰረት እዚ እቲ ኮሚሽን ምስ ዝተፈላለዩ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ብምትሕብባር ጉድኣት ንዝበፅም ኣባላት ሰራዊት ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ብር ዘውፅእ ሓገዝ ናውቲ ምግባሩ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.