Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዋሽንግተንን ከባቢኡን ምስ ዝነብሩ ኣባላት ዲያስፖራ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበራ ከንቲባ ኣዳነች ገለፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋሽንግተንን ከባቢኡን ምስ ዝነብሩ ኣባላት ዲያስፖራ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበራ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገለፀን።

እተን ከንቲባ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዩናይትድ ስቴትስ ዝገበርኡ ዑደት ዛዚመን።

ኣብ ዋሽንግተንን ከባቢኡን ምስ ዝነብሩ ኣባላት ዲያስፖራ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን  ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበራ ከንቲባ ኣዳነች ገለፀን።

“ኣብ ዝተፈላለዩ ሚዳያታት ካብ ዝግበሩ ዝተዛብኡ ሓበሬታታት ንላዕሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰብ ተኮር ግዙፋት ስራሕቲን ሜጋ ፕሮጀክትታትን ምስርሖም ገሊፅና” ዝበላ እተን ከንቲባ፥ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ንምስታፍ ዘለዎም ድልየት ምግላፆም ሓቢረን።

ኣብ ዘተአን ፕሮጀክት መኣዲ ነትውልዲ ደገፍ 200 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ንምግባርን እቶም ፕሮጀክቲታት ተሃኒፆም ክሳብ ዝዛዘሙ ብቐፃልነት ደገፍ ንምግባር ቃም መእታዎም ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.