Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ኣፍረይቲ ዚንዱስትሪ 203 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንግዲ ወፃኢ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ኣፍረይቲ ዚንዱስትሪ 203 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንግዲ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።

ኣብቶም ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ ካብቲ ዓውዲ 215 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንምርካብ ተሓሲቡ ኢዩ 203 ሚሊየን ዶላር ማለት እውን 94 ሚኢታዊ ናይቲ ትልሚ ተረኺቡ ዘሎ፡፡

እዚ ድማ ምስ ዘሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ናይ 45 ነጥቢ 85 ሚሊየን ዶላር ወይ ድማ 29 ሚኢታዊ ሓለፋ ምርኣዩ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ኣብ ማሕራዊ ሚዲያ ገፆም ኣፍሊጦም፡፡

ብፀገም እንተይተሰኮንና ንኢትዮጵያ ካብ ድኽነት ንምንጋፍ ምስራሕ ቃልሲ ህልውናና ኢዩ” እውን ኢሎም እቶም ሚኒስትር፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.