Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓፋር ኲናት ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት ልዕሊ 40 ሺሕ ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓፋር ኲናት ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት ልዕሊ 40 ሺሕ ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን።

ምክልት ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣይተ ደረሳ መሀመድ፥ ቅድሚ ኲናት ልዕሊ 90 ሺሕ ተምሃሮ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ከምዝነበሩ ብምሕባር ልዕሊ 40 ሺሕ ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን ኢሎም።

እተን ኣብያተ ትምህርቲ ብምፍራሰን፣ መሰረተ ልምዓታት ማይ፣ መመገቢን ወዘተ ብምዕናዎም ኢዮም እቶም ተምሃሮ ዘይተመለሲ ኢሎም።

እቶም ተምሃሮ፥ ኣብቲ ኲናት ዝረኣይዎ ነገር ኣብ ልዕሊ ስነ ልቦናኦም ፀገም ድልየት ምምሃር ምስትምሃር ከምዝፈጠረሎም ተዛሪቦም።

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.