Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ 2 ነጥቢ 95 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ካብ ወፃኢ ንግዲ 2 ነጥቢ 95 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።

እቲ ኣታዊ 87 ነጥቢ 6 ሚታዊ ትልሙ ዘዕውተ እንትኸውን፥ ምስ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም እንትነፃፀር 20 ነጥ 33 ሚኢታዊ ሓለፋ ከምዘለዎ ሚኒሰስትር ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ተዛሪቦም፡፡

ካብ ሞንጎ እዚ 69 ሚኢታዊ ሕርሻ፣ 16 ሚኢታዊ ኢንዱስትሪ፣ 17 ሚኢታዊ መዓድን ብፀሒት ከምዝሓዙ ገሊፆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.