Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ብጉጅለ ተወዲቦም ገበን ክትራንን ቅትለትን እንትፍፅሙ ዝነበሩ 53 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ብጉጅለ ተወዲቦም ገበን ክትራንን ቅትለትን እንትፍፅሙ ዝነበሩ 53 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኮሚሽን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።

እቶም ተጠርጠርቲ ጉጅለ ክትትል ብምጥያሽ ብዝተገበረ ልዑል ክትትል ከምዝተትሓዙ ተሓቢሩ።

ኣዝዮም ሓደገኛታትን ፈፀምቲ ገበንን ከምዝኾኑ ድማ ብዓሸራ ኣፃብዕቶም ምርግጋፅ ከምዝተኽኣለን ካብ መንጎ እቶም ተጠርጠርቲ 55፣ 30ን 10ን ጊዘ ሪከርድ ዓሸራ ዝተመዝገበሎም ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.