Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ መተክ ልዕሊ 1 ሺሕ ዕጡቓት ዕጥቆም ፈቲሖም ዕርቂ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተክ ወረዳታት ማንዱራን ዳንጉርን ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ተዓጢቖም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ልዕሊ 1 ሺሕ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ብመሰረት ባህሊ ዕርቂ ብሄረሰብ ጉሙዝ ዕጥቆም ኣረኪቦም ዕርቂ ፈፂሞም።

ዋና መተሓባበሪ ዝተዋደደ ኮማንድ ፖስት ዞባ መተከል ሌተናል ጀኔራል ደስታ ኣብቼ÷ ብደም ዝተፃሕፈን ዝተኣሰረ ቃለ ማሕላ ምፍፃሙ እቶም ዕጡቓት ንሰላም ቆራፃት ምዃኖም ዘርኢ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ኩሎም ንዝፈፀሙዎ ቃለ ማሕላ ተገዚኦም ዘላቒ ሰላም ኣብ ምዕሳል ብተግባር ንኸርእዩ እውን ኣተሓሳሲቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.