Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምብራቕ ባሌ ከተማ ሮቤ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፍ ተኻዱ

ኣዲስ ኣበባ፤ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ባሌ ከተማ ሮቤ ለውጢ ዝድግፍ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ህዝባዊ ሰልፍ ተኻዱ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና! ለውጢ ክፀንዕ ክንገብር ኢና!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ እናተኻደ ይርከብ፡፡

ኣብቲ ዞባ ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ ዝገበሩ ተሳተፍቲ እቲ ለውጢ ዘዕወቶም ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብመሓዝ ንኣራርሓ እቲ ለውጢ ዘለዎም ድጋፍ ከምዘርፈአዩ ኦቢኤን ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.